ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ሮም ኣብ ዝርከብ ምስለ ቅርፂ ኣበበ ቢቂላ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ሮም ኣብ ዝርከብ ምስለ ቅርፂ ኣትሌት ኣበበ ቢቂላ ዑደት ገይሮም።

ብዝለዓለ ስነ ጥበብ ዝተሰርሐ እቲ ምስለ ቅርፂ፥ 23 ሓምለ 2023 ዓ.ም.ፈ ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከምዝተቐመጠ ይዝከር።

ታሪክ እቲ ኣትሌት ግልፅን ቀሊልን ብዝኾነ መገዲ ርእዮም ንክርድኡ ኣብ ምግባር ልዑል ግደ የበርክት ከምዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment