ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ዞባ ካፍ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት ደረጃ ፊፋ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ኣፍልጦ ካፍ ካብ ዝርከባ 50 ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 42 ደረጃ እንትትርከብ ካብ ዓለም ድማ መበል 142 ደረጃ ተቐሚጣ፡፡

ሞሮኮ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ እንትትሕዝ፣ ሴኔጋል፣ ቱኒዝያ፣ ኣልጀሪያን ግብፅፂን ብቕደም ሰዓብ ካብ 2ይ ክሳብ 5ይ ደረጃ ሒዘን፡፡

ደቡብ ሱዳን፣ ሞሪሽየስ፣ ቻድን ሳኦቶሜ ፕሪንሲፔን ካብ 47ን ክሳብ 50 ዘሎ ደረጃ ዝሓዛ ሃገራት ከምዝኾና ካብ ካፍ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment