ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብሕልፈት ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓለለፈኦ መልእኽቲ፥ ውሩይ ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ገና ኣብ ንኡሽተይ ዕድሚኡ እናሃለወ ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ከምዝሓዘና ገሊፀን፡፡

ንስድርኡ፣ ንዘመድ ኣማድን ኣድነቕቲን ፅንዓት ተመኒየን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም http://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment