ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ንዝርከቡ ትሑት እቶት ዘለዎምን ዓቕሚ ዝሰኣኑን ወገናት መኣዲ ኣንጊደን።

እተን ፕሬዚዳንት፥ ዝግበር ደገፍ ኣብ ቀፃሊ እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢለን።

ኣብ እዋን በዓል ተንሳኤ ምስ ዓቕሚ ዘይብሎም ሓቢርካ ምውዓል የድሊ ምባለን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment