ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርናን ሳይንስን ዑደት ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርናን ሳይንስን ዑደት ኣሳሊጠን።

ኣብቲ ኤግዚብሽን ስራሕቲ ፌዴራልን ቢሮ ገብርና ክልልን ቀሪቦም።

ሎሚ መዓልቲ ምንቅስቓሳት ልምዓት ዓውዲ ግብርና ክልል ደቡብ ከምዝቐረቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment