230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ተመለስቲ ኩሎም ደቂ ተባዕቲዮ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ነቶም ተመለስቲ ኣድላዪ ደገፍ ብምግባር ናብ ስድረኦም ንምፅንባር ዘኽእል ኣድላዪ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ካብ 29 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ ካብታ ሃገር 460 ኢትዮጵያውያን ምምላስ ከምዝተኽኣለ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment