42 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)42 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ምስ ግሎባል ኣሊያንስ ዝተብሃለ ብዲያስፖራታት ኢትዮጵያ ዝተጣየሸ ግብረ ሰናት ብምትሕብባር ኢዩ።

ተወከልቲ ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነቶም ኢትየያውያን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment