ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ኣብ ዝንበር ማዕቐብ ብዝምልከት ኣብ ዕልባት ዘይምብፅሑ ተገሊፁ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 16፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ኣብ ዝንበር ማዕቐብ ብዝምልከት ኣብ ዕልባት ዘይምብፅሑ ተገሊፁ።

እቲ ሕብረት ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ንመበል ዓስራይ እዋን ማዕቀብ ንምንባር ኣብ ዝገበሮ ዘተ ዘይምስምማዑ ስዒቡ ውሳንኡ ከምዝተናውሐ ተሓቢሩ።

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ማዕቐብ ንምንባር ዝወሰነ ፅባሕ ዓርቢ ሓደ ዓመቱ ዘቑፀረ ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ጠሚቱ ከምዝኾነ ኣር ቲ ፀብፂቡ።

ኣብቲ ማዕቐብ ኣብ ኣውሮፓ ዝርከባ ትካላት ሩሲያ ክዋፅእኡ ኣለወን ዝተብሃለ ግዴታታት ዝምልከትን ካልኦት ዛዕባታትን ኣድሂቡ ፀብፃብ ብምቕራብ ውሳነ ክወሃቦ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment