ስፓርት

ስፓርት

ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ቡሩንዲ ክትራኸብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ቡሩንዲ ክትራኸብ ኢያ። ብኣሰናዳእነት ሃገራት ኮስታሪካን ፓናማን ዝሳለጥ 10ይ ግጥም ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕላፍ ኣብ ዝግበር መፃረዪ ፀወታ ኢያ እታ ሃገራዊት ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቡጁምብራ ምስ መዘነኣ ሃገራዊት ጋንታ ቡሩንዲ ግጥማ እተካይድ። 16 ሃገራት ኣብ ዝሳተፋሉ እቲ ንሕንሕ ፅዋዕ ዓለም፥ ንኣህጉር ኣፍሪካ ወኪለን ካብ ዝሳተፋ ክልተ ሃገራት ሓንቲ ንምዃን…
Read More...

ስሑል ሽረ ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ 2 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ስሑል ሽረን ፋሲል ከነማን ፀወተአን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ኣካይደን። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ስሑል ሽረ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ፋሲል ከነማ 2 ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ ኣላ። እተን ሸቶታት ሳሊፍ ፎፋና ኣብ መበል 86…

ቀነኒሳን ኪፕቾጌን ኣብ ለንደን ማራቶን ዝገብሩዎ ንሕንሕ ዓለም ብሃንቀውታ ይፅበዮ ኣሎ

አዲሰ አበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ኬንያዊ ኣትሌት ኤልዩድ ኪፕቾጌ ኣብዚ ዓመት ዝገብሩዎ ንሕንሕ ለንደን ማራቶን ዓቢዪ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣትሌት ቀነኒሳ ናይ ማንም እዋን ካልኣይ ቅልጡፍ ሰዓት ማራቶን ዓለም ዘመዝገበ እንትኸውን፥ ኪፕቾጌ ድማ በዓል ቤት ክብረ ወሰን ማራቶን ዓለም ኢዩ። ወዲ 37 ዓመት…

ኣብ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ሪፎርም ስፖርት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ሪፎርም ስፖርት ኣድሂቡ ምስ ኣመራርሓ ወረዳ፣ ፌደሬሽንን ኣብያተ ዕዮ መንግስትን እናተዛተየ ምዃኑ ገሊፁ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ቀፅሪ ዓዲ ሓቂ ካምፓስ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ዘተ፥ ብብርኪ ሃገር ተመሓይሾም ዝተባሃሉን ዝትግበሩ ዘለውን ሪፎርምታት ስፖርት ንምርኣይ ዝዓለመ…

ጋንታ ወልዋሎ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናብ ሜዳኣ ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ወልዋሎ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናብ ሜዳኣ ክትምለስ ኢያ። ኣብ መወዳእታ ዓመተ 2010 ሕድሳቱ ብምጅማር ንዝሓለፉ 18 ኣዋርሕ ኣብ ፅገና ዝፀንሐ መይዳ ወልዋሎ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ። እቲ ስታዲየም ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ሕድሳቱ ክጓተት እኳ እንተፀንሐ፥ ኣብዚ ሐዚ…

ጋንታ ባርሴሎና ንኣሰልጣኒ ኤርኔስቶ ቫልቬርዴ ብምስንባት ንኪኬ ሴቲዬን ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ብምግባር ሾይማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፔናዊት ውርይቲ ጋንታ ባርሴሎና ንኣሰልጣኒ ኤርኔስቶ ቫልቬርዴ ብምስንባት ንነበር ኣሰልጣኒ ሪያል ቤቲስ ኪኬ ሴቲዬን ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ብምግባር ምሻማ ተገሊፁ። ወዲ 55 ዓመት ኣሰልጣኒ ኤርኔስቶ ቫልቬርዴ ንጋንታ ባርሴሎና ኣብ ዝመርሑሉ እዋን እታ ጋንታ ክልተ ፅዋዕ ላሊጋ ስፔን ክተልዕልን ናይዚ ዓመት ውድድር ድማ ብኣፈላላይ ነጥቢ…

ኣብ ኔዘርላንድስ ዝተኸየደ ውድድር ፍረቂ ማራቶን ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኔዘርላንድስ ዝተኸየደ ውድድር ፍረቂ ማራቶን ደቂ ኣነስትዮ ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ተዓዋቲት ኮይና። ኣትሌት ፀሃይ ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓትን 20 ደቒቓን 29 ሰከንድን ብምእታው እንትትስዕር፥ ኣትሌት ታደለች በቀለ ሳልሰይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኣብ ስፔን ዝተሳለጠ ተመሳሳሊ ውድድር ዓመታዊ ፍርቂ ማራቶን ሁዋን ሙጉዬርዛ፥…