ስፓርት

ስፓርት

ውፅኢት 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ካብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ዓስራይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ኣርባዕተ ፀወታታት ብምስዕዓር ተዛዚሞም። ብመሰረት እዚ፦ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ 1- 1 ኢትዮጵያ ቡና ቅዱስ ጊዮርጊስ 1 - 0 ባህርዳር ከተማ ፋሲል ከነማ 1 - 0 ሲዳማ ቡና አዳማ ከተማ 2 – 0 ሃድያ ሆሳእና ወልቂጤ ከተማ 1 - 0 ድሬዳዋ ከተማ ንፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ብ19 ነጥቢ ቀዳመይቲ ኮይና እንትትመርሖ፥ ፋል ከነማ ብ18 ነጥቢ ካልአይቲ፣ ቅዱስ…
Read More...

ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተማሪሖም ብምእታው ዓወት ኣመዝጊቦም። ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኦሊቃ አዱኛ 2 ሰዓት፣ 6 ደቒቓን 15 ሰኮንድን ብምእታው ተዓዋቲ እቲ ውድድር ኮይኑ። ኬንያዊ ኣትሌት ኤሪክ ኪፕሮኖ 2ይ እንትወፅእ፥ ካብ ሳልሳይ ክሳብ ዓስራይ ዘሎ ደረጃ ድማ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት…

ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ሻውዓይ ምድብ ተደልዲላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ዝካየዱ ግጥማት ኣብ ሻውዓይ ምድብ ተደልዲላ። እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ምስ ጋና፣ ደቡብ ኣፍሪቃን ዚምባብወን ኢያ ተመዲባ ዘላ። እቲ ምድብ ድልድል ኣብ ከተማ ካይሮ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ከካብ ምድቡ ዝሓለፋ ሃገራውያን ጋንታታት መሊሰን ብዕጫ ተደልዲለን…

ወልዋሎ መይድኡ ንክግምገመሉ ሕቶ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወልዋሎ ንዝሓለፉ ኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ፅገና ዝፀንሐን ኣብ ወርሒ ጥሪ 2012 ዓ.ም ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉን መይድኡ ብኣወዳደርቲ ኣካላት ንክግምገመሉ ብደብዳበ ሕቶ ኣቕሪቡ። እቲ ሜዳ ብዝሓሸ ፅሬት ከምዝተሰርሐ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ተፃወትቲ ማሊያ ዝቕይርሉ ክፍሊ፣ ሓፁር እቲ ሜዳን ካልኦት ተመሳሰልቲ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ለሜቻ ግርማን ብሉፃት ኣትሌታት መናእሰይ ኣፍሪካ ብምዃን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኣብቲ ዓውዲ ዝበለፁ ኣትሌታትን ኣሰልጣኒን 2019 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያዊ ኣሰልጣኒ ሁሴን ሺቦ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዓመተ 2019 ብምዃን ተመሪፆም። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ለሜቻ ግርማን ድማ ብኽልቲኡ ፆታ ብሉፃት ኣትሌታት መናእሰይ ብምዃን ተዓዊቶም።…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ። ትማሊ ዕላዊ ዝተገበረ ምድብ ድልድል መፃረዪ ፀዋዕ ዓለም 2020፥ ምስ ሃገወራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝራኸባ ሃገራዊ ጋንታታት ተፈሊጠን ኣለዋ። ብመሰረት እዚ፥ ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ደቡብ ፍሪካን ዚምባብዌን ተደልዲላ ኣላ።…

ኣብ ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንሰበታ ከተማ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብ መይዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ንጋንታ ሰበታ ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ክልተ ንሓደ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ መሪሕነታ ክተጠናኽር ክኢላ። መቐለ 70 እንደርታ ዝተዓወተትለን ክልተ ሽቶታት፥…