ስፓርት

ስፓርት

ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ሃሪ ማጓየርን ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ተኸላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዪናይትድ ዝኾነ ሃሪ ማጓየርን ተፀዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ሳውዝሃምፕተን ጄምስ ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ። ዌስትሃም ዩናይትደ ቅድም ክብል ንማጓየር 20 ሚሊየን ፓውንድ ኣቕባ ብጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ውድቂ ከምዝተገበረ ይዝከር፡፡ እቲ እንግሊዛዊ ተኸላኻሊ÷ ኣብ 2019 ኣብ ታሪኽ ዝውውር ተኸላኸልቲ ክብረ ወሰን ብዝኾነ 80 ሚሊየን ፓውንድ ገንዘብ፥ ካብ ሌስተር ሲቲ ናብ ማንቸስተር ዩናይትድ ይፀምበር እምበር ኣብታ…
Read More...

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ብክልተ ዓመት ኩንትራት ከምዘፈረመት ዕላዊ ገይራ። እታ ጋንታ ንናይጀሪያዊ ሞሰስ ኦዶ ቶቹኩንን ጋናዊ ተፃዋታ ክዋሜ ኣዶምን ከምዘፈረመቶም ካብታ ጋንታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ኦዶ ቶቹኩ ኣብ ሊጋት ሃገሩ ናይጄሪያ፣ ግብፂ፣ ኢራን፣ ሳይፕረስ፣ ሱዳንን…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ቁፅሪ ሸቶታት ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ሸቶታት ተዓዊታ። ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ0 እግሪ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ምስ ዛንዚባር መሰተአን ኣብ ዝገበርኡ ፀወታ 6 ን 1 ብዝኾነ ኣፈላላይ ኢየን ተዓዊተን። ኣብ ስታዲየም ቻማዚ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ንቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንተጋጣሚታ ቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ እሙሽ ዳንኤል ቅድሚ ዕረፍቲን ድሕሪ ዕረፍቲን ብዘመዝገበን ክልተ ሸቶታት ኢያ ኢትዮጵያ ክትዕወት ክኢላ፡፡ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ እናተኻየደ ይርከብ፡፡…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምሕዝነታዊ ፀወታ ንምግባር ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ባህሩ ጥላሁንን ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኢንስትራክተር ዳንኤል ገብረ ማሪያምን÷ ክልተ ምሕዝነታዊ ፀወታታ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም፡፡…

ኣብ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ። እታ ጋንታ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ክትራኸብ ኢያ። እዚ ፀወታ እንተስዒራ÷ ኣብ ካልኣይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ድማ ምስ ቱኒዚያት ጋንታ ኣፍሪካ ከምትራኸብ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ። ጋንታ ፋሲል ከነማ ካብ ዝተዛዘመ ውድድር ዓመት ንደሓር ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምሻም ኣብ ምድላው ከምዝርከብን ምስ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ድርድር ከምዝጀመረትን እናተሓበረ ፀኒሑ ነይሩ፡፡ እታ ጋንታ ሎሚ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ…