መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሕ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምዝተረኸባ ካብ ሚኒስቴር  ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ዓለም ለኸ መዓልቲ ምንቅስቓስ ፀረ- ፆታዊ መጥቃዕቲ÷ ብብርኪ ሃገር ንመበል 18 ግዘ “ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣይንተዓገስ!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ ይርከብ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment