ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ።

ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ነቲ ደገፍ ኣረኪቦም።

ብመሰረት እዚ 3 ሺሕ 600 ጥራዝ፣ 300 ቦርሳ ተምሃሮ፣ 600 ቢሮ ደገፍ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ኣብቲ ወረዳ 10 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ኣረጋውያንን ሃኒፁ ከምዘረክብ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment