ምዕባለ ትካል ዝዕቀን ፖሊሲ መንግስቲ ተግባራዊ ብምግባር ኢዩ- ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ትካል ዝዕቀን ሕግን ስርዓትን ብምኽታል ፖሊሲ መንግስቲ ተግባራዊ ብምግባር ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናነት ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም።

ኣመራርሓ ስራሕ ፋይናንስ ሓይሊ ኣየር ኣብ ምምሕዳር ንብረት፣ ምድላው ትልምን ፀብፃብን ዝጠመተ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ንመዳርግቲ ኣካላት እቲ ትካል ተዋሂቡ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሌተናነት ጄኔራል ይልማ መርዳሳ፥ ምዕባለ ትካል ዝዕቀን ሕግን ስርዓትን ብምኽታል ፖሊሲ መንግስቲ ተግባራዊ ብምግባር ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

ሰብ ሞያን ኣመራርሓን ሙያዊ ዓቕሞም ብዝበለፀ ብምጉልባት ንዕዉትነት ትካላዊ ለውጢ ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment