ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ህንዲ ምስ ዝርከባ ዩንቨርስቲ ጄኤስን ዩኒቨርሲቲ ካላላ ላንግዋን ብምትሕብባር፥ ጉዕዞ ሽግግር ቴክኖሎጂ ናይ ምጉልባትን ዓቕሚ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ምህናፅ ስራሕን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር)፥ ዓለም ዝበፅሖ ቴክኖሎጂ ብምቕዳሕን ምልማድን ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ተረባሕነት ክብ ንምባል ከምዝስራሕ ተዛሪቦም።

ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ እውን ምግላፆም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment