ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኮሚቴ ማክሮኢ ኮኖሚ ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገር ቦቆል ኣጀንዳ ከምዝተዛተየ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኮሚቴ ማክሮኢ ኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገር ቦቆል ኣጀንዳ ከምዝተዛተየ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሎሚ መዓልቲ ምስ ኮሚቴ ማክሮኢኮኖሚ ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገር ቦቆል ኣጀንዳ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝተዛመዱ ስፍሓት ኣብ ዘለዎም ዛዕባታት ዘቲና” ኢሎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment