በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብግባር 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)23 ለካቲት 2014 ዓ.ም ዝኽበር መበል 126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ ዕለት ወጋሕታ 12፡00 ሰዓት 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኃል ኣፍሊጡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment