ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment