ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ሸገር ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ሸገር ተጣይሹ።

ኣብቲ ምስረታ ድማ ኣይተ ቃበቶ ኣልቤን ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ገይሩ ሾይሙ።

ወይዘሮ ፀሃይ ደበሌ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኮይነን ተሾይመን።

እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ ተሸመ ኣዱኛ ከንቲባ እታ ከተማ ገይሩ ሾይሙ።

ብኣዳነች ኣበበ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment