ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ኣሕመድ ቱሳ – ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ተቖፃፃሪ ኣቕርቦትን ምክፍፋልን ነዳዲን ውፅኢት ነዳዲን
  2. ኣይተ ወልደኣብ ደምሴ- ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዕድጊትን ምምሕዳር ንብረትን መንግስቲ ብምዃን ተሸይሞም ኣለዉ።
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment