ናይ ደቡብ ወሎ ዞባ ናይ መናእሰይ ናይ ክተት መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ወሎ ዞባ ናይ መናእሰይ ናይ ክተት መድረኽ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ብሚኒስትር መዓርግ ናይ ጊሞክራሲ ሰርዓት ሀንፀት ኣተሓባባሪ ዶ/ር ኣለሙ ስሜን ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ዞባን ተረኺቦም።

 

ኣብቲ መድረኽ ናይ ክተት ኣዋጅ ተቐቢሎም ዝተሓወሱ ልዕሊ 1500 መናእሰይ ተረኺቦም።

ብሃብታሙ ተ/ስላሴን ከድር መሀመድን መሀመድ አሊን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment