ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሽባታ ሂሮኖሪ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።

ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን(ጃይካ) ኣርባዕተ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ በምህናፅ ከምዘረክብ ስምምዐነት ክምዝተገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣምባሳደር ሽባታ ሂሮኖሪ፥ ሃገሮም ንዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ንምሕጋዝን ምስ ዩንቨርስቲ ጃፓን ንምትእስሳርን ከምዝሰርሑ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment