ኢትዮጵያ ካብ ቆርበትን ኣንጋረን ክትረኽቦ ዝግበኣ ኣታዊ ብሙሉእነት ኣይትረክብ ዘላ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ቆርበትን ኣንጋረን ክትረኽቦ ዝግበኣ ኣታዊ ብሙሉእነት ኣይትረክብ ዘላ ተባሂሉ።

ብብርኪ ሃገር በቢዓመቱ ካብ ዝፈሪ ልዕሊ 41 ሚሊየን ቆርበትን ኣንጋረን እቲ 22 ሚሊየን ጥራሕ ንኣገልግሎት ከምዝውዕል ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ሰነድ ስትራቴጂልምዓት ቆርበት ዝጠመተ ዘተ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መዳርግቲ ኣካላትን ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ኣፍረይቲን ኣሳሊጡ።

ኣይተ መላኩ አለበል፥ ኢትዮጵያ ካብ ቆርበትን ኣንጋረን ክትረኽቦ ዝግበኣ ኣታዊ ብሙሉእነት ኣይትረክብ ዘላ ኢሎም።

ፋብሪካታት ቆርበት ካብ ኣቕርቦት ጥረ ኣቕሓ ብተወሳኺ ኣብ ምትእኽኻብን ከይዲ ምጉዕዓዝን ብምኽኒያት ዘጋጥመን ፀገማት ኣብ ረብሓ ዘይውዕል ፍሪያት ብዙሕ ከምዝኾነ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment