ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ጠሚቶም ዕዉት ምይይጥ ገይሮም፡፡

ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ርክብን ምሕዝነትን ብዝበለፀ ኣብ ዝጠናኸረሉ ኩነታት ከምዝተዛተዩ እውን ሓበሬታ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ የመላኽት፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment