ኣሰራርሓ ዲጂታል ብምዝርጋሕ ኣገልግሎታት ቅልጣፈ ንክህልዎም ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰራርሓ ዲጂታል ብምዝርጋሕ ኣገልግሎታት ቅልጣፈ ንክህልዎም ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ትካል ተራድኦ ጀርመንን ኣብ ፕሮጀክት ኢንቨስትመንትን ቢዝነስን ዘሰናደአዎ ኮንፈረንስ ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

እቲ ኮንፈረንስ ናይ ሐዚን ቀፃሊን ጉዕዞ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዘርእዩ ዛዕባታት ዝቐረብሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ዴኤታ ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር)፥ ጉዕዞ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ድጋፍ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ሚኒስትር፥ ዲጂታል ኣሰራርሓታት ብምዝርጋሕ ኣገልግሎታት መንግስቲ ቅልጡፍ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment