ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ።

እቲ መደረኽ ዘተ መበል ራብዓይ ዙር እንትኸውን፥ ኣብ መንጎ እቶም ትካላት ልምዓት፣ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ገንዘብን ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ውድብ ሕቡራት መንገስታት ኣብ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰውሰው፣ ተወካሊ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ  ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)ን ካልኦት ኣምባሳደራት ተረኺቦም።

ብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ዝበፅሐሉ ብርኪ ብዝምልከት ግንዛበ ንምትሓዝ ዝተዳለወ መድረኽ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment