ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣራት ኪሎ ከባቢ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳግማዊ ሚኒሊክ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ።

ነቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ስዒቡ፥ ካብ ኣምስት ኪሎ ናብ ኣራት ኪሎ፣ ካብ ኣራት ኪሎ ናብ ኣምስት ኪሎ ዝወስድ መገዲ ከምዝተዓፀወ ተገሊፁ።

ተሽከርከርቲ ናብ ኣደባባይ ከይበፅሓ ተለዋጢ መገዲ ንክጥቀማ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ብሲሳይ ጌትነት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment