ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ኣብ ዝገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ እቶት ዕላዊ ገይሩ።

ሓገዝ ንምትእኽኻብ ብተደጋጋሚ ሕቶ እናቐረበ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።

ስለዝኾነ ድማ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተኸፈቱ ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪታት ብርን ዶላርን ዕላዊ ተገይሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment