ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት፣ ዝተመጣጠነ ምግቢን ናውቲታት ሕክምናን ደገፍ ተገይሩ።

ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ሰሃረላ ኣብዱላሂ ዝምራሕ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ብድርቂ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንዝርከቡ ሆስፒታላትን ጣቢያታት ጥዕናን ዝውዕል ደገፍ ገይሮም።

ኣብ ቀፃሊ እውን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ደቡብን ደቡብ ምእራብን ኢትዮጵያ ደገፍ ከምዝግበር ወ/ሮ ሰሀረላ ምግላፀን ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment