ኣብ ወለጋ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወለጋ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተረኸቡ ዓወታት ዝገልፁ መልእኽቲታት እናተመሓላለፉ ይርከቡ፡፡

ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ወለጋ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment