ኣብ ደቡብ ወሎ ልዕሊ 200 ሾሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 200 ሾሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ተወሳኺ ስራሕቲ ምርመራ እናተገበረ ከምዝኾነ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ።

ምክትል ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይ ሰይፍ ሰይድ ምስ ጣቢያና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝሓበሩዎ፥ ኣቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ብውዳበ ማሕበረሰብን ኣካላት ፀፅታን ኢዩ።

እቲ ዞባ ካብ ሸሊኾም ዝኣትዉን ከብፅሑዎ ካብ ዝኽእሉ ኩለመዳይ ፀገምን ንምክልኻል ዝተፈጠሩ ውዳበታት ናብ ማሕበረሰብ ብምውራድ እናተሰርሐ ምዃኑ ተዛሪቦም።

ብእሸቱ ወ/ሚካኤል

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment