ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ ኣብ ማራቶን ፕራግ ማራቶን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተሳለጠ ማራቶን ፕራግ ማራቶን ተዓዊቱ።

ኣትሌት ለሚ 02፡08፡45 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድሩ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚሙ።

Comments (0)
Add Comment