ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ኣኼባ ድማ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣካቢት እቲ ቤት ምኽሪን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ኮሚሽነት ኮሚሽን ስፖርት ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፣ ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ዱቤ ጅሉን ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ኮሚሽነራት ስፖርት ክልልን ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ተረኺቦም።

ደምቢ ስነ-ስርዓትኣኼባ እቲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪን ኣብ ዝተመሓየሸ ሃገር ለኸ መምርሒ መጣየሺ ማሕበራትን ብምዝታይ ክፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment