ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒዶ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ሕቡራት መንግስታት ፋቱ ሃይድራ ጋር ተዛቲዮም፡፡

ኣብቲ እዋን ዘተ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒዶን ኢትዮጵያን ተሳቲፎም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ብዛዕባ ዓወታት ሓገዝ ዩኒዶ፣ ኣብ ከይዲ ስራሕ ብዛዕባ ዘጋጠሙ ፀገማትን ኣብ ቀፃሊ ዝግበሩ ማዕቐፋት ምትሕብባርን ዘቲዮም፡፡

ኣይተ መላኩ ኣለበል÷ ዩኒዶ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምድጋፍ እናናበሮ ዝርከብ ፃዕሪ ምንኣዶም ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር የመላኽት፡፡

እቲ ዓውዲ ብዝሐሸ ኩነታት ትፅቢት ዝግበረሉ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ምዕባለ ንኸዕውት እውን እቲ ትካል ዝገብሮ ሓገዝ ብዝበለፀ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment