ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጁባ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጁባ ኣምሪሖም።

ኣይተ ደመቀ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን ጀምስ ሞርጋን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣብ ጁባ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲትን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ ሃገርን ከምዝዛተዩ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተልኣኸ መልእኽቲ እውን ንፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ክህብዎም ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment