“ኣይተ ግርማ ህዝቢ ንምግልጋል ድንበር ዘይፈልጡ መራሒ ነይሮም”- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣይተ ግርማ የሺጥላ ህዝቢ ንምግልጋል ድንበር ዘይፈልጡ መራሒ ነይሮም” ክብላ ከንቲባምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡

ከንቲባ ዳነች ኣብ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተረኺበን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ሞት ኣይተ ግርማ መሕዘኒን፣ መደንገፂን ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡

ኣይተ ግርማ ዘይመውት ዕላማ ዝተሓንገጡ መራሒ ከምዝኾኑ ብምሕባር÷ “ንዝኣመኑሉ ሓቂ ህይወቶም አሕሊፎም ክሳብ ምሃብ ዝበፅሑ ኢዮም” ኢለን፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

Comments (0)
Add Comment