ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016 ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጎስጓስ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ምክያድ ተጀሚሩ።

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናይቲ ዓውዲ ማሕለኻታት ብምፍታሕ ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ ፍልፍል ኢኮኖሚ ንምግባር ናብ ተግባር ዝኣተወ ኤክስፖ ሃገራዊ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016 ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ምክያድ ከምዝጀመረ ሓበሬታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment