ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ልዝብ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ልዝብ ኣካይደን።

እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ከተማታት ኢትዮጵያን እንግሊዝን ክልቲኣዊ ርክብ ብምጥንኻር ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛቦም እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment