ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓገዝ ሕክምና ዝርከቡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ጎብኒየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓገዝ ሕክምና ዝርከቡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ጎብኒየን።

ከንቲባ ኣዳነች “ኣቡነ መርቆሬዎስ ፈጣሪ ምሕረት ንከውርደሎም ካብ ልቢ እምነ” ክብላ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ገሊፀን።

ክንክን ንዝገብሩሎም ዘለዉ ሰብ ሙያ ሕክምናን መራሕቲ ሃይማኖትን አመስጊነን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment