ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊ ኣትሌት ኢሉድ ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ናይ ባዕሉ ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ።

ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም ከምዝሓበሮ÷ እቲ ኣትሌት ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን በርሊን 2:01:09 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዲሙ ብዝነበረ ሰዓት 30 ሰከንድ ብምምሕያሽ ክብረ ወሰን ሰይሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment