ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ናብ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ንጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡

እቲ ኮርፖሬሽን ውቁብን ዘበናዊን ከተማ ንምፍጣር ዝግበር ሃገራዊ ፃዕሪ ዝሕግዙ ብዙሓት ስራሕቲ እናወገነ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ብዝሃንፆም ዘበናዊ ህንፃታትን መንበሪ መንደራትን ፅባቐ፣ ፅሬትን ዘበናዊነትን ኣብ ግምት ዘእተዉ ህንፀታት ንኽኾኑ ኣብ ምግባር ከምዝርከብ እውን ተሓቢሩ፡፡

ኣብ ቀፃሊ ንጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ መሰል ሓገዛት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል እውን እቲ ኮርፖሬሽን ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment