ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀክት ዝለምዕ ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ቅድመ ምድላው እቲ ፕሮጀክት ተዓዚቦም።

ኣይተ ኣረጋ፥ ኣብቲ ክልል ዘለዉ ከባቢታት ህወፃ ንምልማዕ ፍሉይ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ፕሮጀክት 14 ሄክታር ከምዝሽፍን ብምግላፅ፥ እዚ ንዓውዲ ቱሪዝም እቲ ክልል ተወሳኺ ዓቕሚ ከምዝኾኖ ሓቢሮም።

ብኢሳያስ ገላው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment