ገምጋም ኣፈፃፅማ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጎንደር ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና ናይ ገምጋም ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕን መድረኽ ምፍላጥ ስራሕቲ ዝመፅእ ክረምቲን ኣብ ከተማ ጎንደር ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ መድረኽ “ባህሊን እሴትን ዲሞክራሲ ንብልፅግናና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻደ ምዃኑ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብቲ መድረኽ÷ ሓላፊ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ መለሰ ኣለሙ፣ ኣመራርሓ ሊግ መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን እቲ ፓርቲ ካልኦት ኣመራርሓ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment