ፋብሪካ ጫማ ህዋ ጂየን ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ጫማ ህዋ ጂየን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ።

“ህዋ ጂየን ግሩፕ” ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ጫማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዋእለ ንዋዩ ኢንቨስት ምግባር ካብ ዝጅምር 12 ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ።

ኣማኻሪ እቲ ፋብሪካ ቃሉ ከበደ፥ ፍሪያቱ ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ ኣብ ዕዳጋ ኣውሮፓ፣ ኣሜሪካን ኣፍሪካን ንምቕራብ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ ንግዱ ናብ ሃገራት ምብራቕ ንምስፋሕ ባህጊ ከምዘለዎ ምግላፆም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment