6ይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ሻድሻይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሩ።

እቲ መርሃ ግብሪ÷ “ወለንታውነት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዩኒቨርሲቲታ ባህር ዳር፣ ጅማ፣ ዋቸሞን ወላይታ ሶዶን ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡

ኣብ 6ይ ዙር መርሃ ግብሪ ስልጠና ልዕሊ 10 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ ከምዝሳተፉ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝለኣኾ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

ብመላኩ ገድፍ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment