ስፓርት

ስፓርት

ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሽቶታት ሃዲያ ሆሳእና÷ ፀጋዬ ብርሃኑ ኣብ መበል 25፤ መለሰ ሚሻሞ ኣብ መበል 85 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ሽቶታት ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ድማ ሙጂብ ቃሲም ኣብ መበል 92ን ኤፍሬም አሻሞ ኣብ መበል 93 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
Read More...

ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ብብርኪ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ሜጀርስ ብብርኪ ብዝተገበረ ምሃብ ደረጃ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና። እቲ ደረጃ ኣብ 6 ዋና ዋና ውድድራት ማራቶን ማለት እውን፤ ኣብ ውድድራት ማራቶን በርሊን፣ ለንደን፣ ቦስተን፣ ቶኪዮ፣ ቺካጎን ኒውዮርክን ዝተረኸቡ ውፅታት መሰረት ብምግባር ዝወፅ እንትኸውን÷ ኣትሌት…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ከምኡ እውን ቤተሰብ ስፖርት ከምዝተረኸቡ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ከምኡ እውን ባየር ሙኒክ ምስ ፒ ኤስ ጂ ተራኺበን ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ከካብ ምድበን 1ይን 2ይን ኮይነን ዝዛዘማ ጋንታታት ዘራኽብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ጋንታታት ኣብ ርብዒ ፍፃመ…

ኣብ ማራቶን ሶዌቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሶዌቶ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ዳባ ኤፋ 2 ሰዓት 18 ደቒቕን 58 ሴከንድን ብምእታው ቀዳማይ ዝወፅአ እንትኸውን÷ ጋዲሳ በቀለ 2 ሰዓት 19 ደቒቕ 58 ሰከንድ ብምእታው ካልኣይ ወፂኡ፡፡ ብደቂ ኣንስትዮ ማራቶን ጫልቱ በዶ 2 ሰዓት 40 ደቒቕ…

ኩባንያ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ኣመራርሓን ስነ-ስርዓትን ውድድር ሊግ እቲ ኩባኒያ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተገበሩ ውድድራት ካብ ዳያኑን ተዓዘብቲን ዝቐረቡሉ ፀብፃብ ስነ ምግባር ብምምርማር ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ብብርኪ ተፃወትቲ…

ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ። እታ ጋንታ ትማሊ ምሸት ብጋንታ ፉልሃም ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ስዒቡ ኢዩ ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ ዘላ። ጄራርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ወርሒ ጥቅምቲ 2021 ናብ ቪላ ፓርክ ብምምፃእ ንጋንታ ኣስቶንቪላ ምስልጣን…