ስፓርት

ስፓርት

ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ትሕቲ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሳለጡ ናይ ሊግ ውድድራት እዋን ዝውውር ዝኽፈተሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ ፕሪሜርሊግ ደቂ ኣንስትዮን ላዕለዋይ ሊግ ደቂ ኣንስትዮን 2015 ዓ.ም፣ ላዕለዋይ ሊግ ደቂ ተባዕትዮን ከምኡ እውን ትሕቲ 20 ዓመት ውድድራት ዝሳተፋ ጋንታታት ዝውውር ምፍፃም ዝኽእላ ካብ 4 ጳጉሜን ክሳብ 15 ሕዳር 2015 ዓ.ም ከምዝኾነ ተመልኪቱ፡፡…
Read More...

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ናይ ካፍ መልሲ ግጥም ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝቕፅል ሰንበት ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ናይ መልሲ ግጥማ ክተካይድ ኢያ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ ዓወት እንተቐኒዑዋ ኣብ ኣልጀሪያ ዝዳሎ ውድድር ቻን ምሕላፋ…

ዳይና ሊዲያ ታፈሰ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 17 ዓመት ፃውዒት ቀሪቡላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይና ሊዲያ ታፈሰ ብኣሰናዳእነት ህንዲ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 17 ዓመት ንኽተገልግል ብፊፋ ፃውዒት ቀሪቡላ። ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 17 ዓመት ካብ 1 ክሳብ 20 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ህንዲ ክካየድ ኢዩ፡፡ ላዕለዋይ ኣካል እቲ ውድድር ዝኾነ ዓለም ለኸ ኣመሓዳሪ ኩዕሾ…

ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ብደቂ ተባዕቲዮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ጀማል ይመር 59 ደቒቓን 3 ሰከንድን ብምእታው ቀዳማይ ወፂኡ። ኣትሌት ተስፋሁን ኣካልነው ድማ መበል ራብዓይ ከምዝወፅአ ተገሊፁ። ብደቂ ኣንስቲዮ ዘርፍ የኋላው 1…

ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን መስፍን ቸርነትን ካልኦት ተወከልቲ ፊፋን ካፍን ተሳቲፎም። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ መደባት 2014 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ…

ኣብ መፃረዪ ውድድር ቻን ዝሳተፍ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ታኒዛኒያ ከምርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ቻን ዝሳተፍ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ታኒዛኒያ ከምርሕ ኢዩ። እቲ ጋንታ ምስ ሩዋንዳ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ክጋጠም ኢዩ ተባሂሉ። ካልኣይ ፀወትኡ 29 ነሓሰ ኣብ ሩዋንዳ ከምዘካይድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ብራዚልን ኣርጀንቲናን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚልን ኣርጀንቲናን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብቲ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣሰፋ በቀለ ብ1 ሰዓትን 3 ደቂቓን 52 ሰከንድን ብምእታው ቀዳማይ ብምኻነ ተዓዊቱ። ብደቂ ኣኒስቲዮ ድማ መስታወት ፍቅሬ 1 ሰዓትን 13 ደቒቓን 4 ሰከንድን በምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ።…