ስፓርት

ስፓርት

ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ከቕርቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ምስምዕመዖም ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ገሊ። እቲ ኣቕርቦት÷ ካብ ኣሊጋስ፣ ኢዝሚርን እስክንድሪያን ዝተብሃላ ወደባት ቱርኪ ብምብጋስ ሓፂን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ምስ ዘቕርቡ ኣምፃእቲ ሓፂንን ተወካሊኦም ኣርካስን ብዝተገበረ ስምምዕነት ዝትግበር ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ዋና መካየዲ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣይተ ሮባ መገርሳ፥ እቶም ኣቕረብቲ ቅልጡፍ…
Read More...

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዲያ ሆሳእናን ኣዳማ ከተማን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዲያ ሆሳእናብ ኣዳማ ከተማን ዓወት ቀኒዑወን። ሎሚ መዓልቲ ምሳሕ ሰዓትን ድሕሪ ሰዓትን ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ ሰዓት 7 ጋንታታት ሃዲያ ሆሳእናን ሲዳማ ቡና ተራኺበን ሃዲያ ሆሳእና 4 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ሰዓት 10 ሰዓት…

ጋንታታት ወልቂጤ ከተማን ኢትዮጵያ መድንን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀዋታትት ኣተኣናጊዱ። ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ፈላማይ ፀወታ÷ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ውድድር ካልኣይ ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ወልቂጤ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት ሽቶ ተመስገን በጅሮንድ 1 ን 0 ስኢራ፡፡ 10 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደን 7…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ ። እቲ ውድድር ኣብ ዋንጫ ኣፍሪካ መፃረዪ ውድድር ሴካፋ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ምድብ “ሀ” ዝተደልደለ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየን ኣበበ ቢቂላ ፀወትኡ ከምዘካይድ ተሓቢሩ።…

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ። ኣትሌት ያለምዘርፍ÷ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብዝኾነ ገዘ ብምእታው ኢያ ተዓዊታ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ÷ ኣትሌት ልኡል ገብረ ሥላሴ ካልኣይ ከምኡ እውን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሓምሻይ…

ተሳተፍቲ ሃገራት ውድድር ኩዕሾ እግሪ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ትሕቲ 17 ዓመት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ተሳተፍቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚረን። ከተሳታፊ ሀገራት መካከል የብሩንዲ፣ የደቡብ ሱዳን እና ሶማሊያ ከ17 ዓመት ብሔራዊ ቡድኖች ትናንት ማምሻውን አዲስ አበባ…

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ መበል 16 ከተማ ኣዲስ ኣበባ (ሲቲ ካፕ) ኮይና። ናይ ፍፃመ ፀወታ ምስ ጋንታ መከላከያ መቻል ዝገበረት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ብብሕታዊት ሽቶ ሃብቶም ገብረእግዚኣብሄር 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሻምፒዮን ክትከውን ክኢላ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ…