ስፓርት

ስፓርት

ትፅቢት ዝተገበረሉ ሸገር ደርቢ ብዓወት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት  ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣራኺቡ። ኣብ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተኻየደ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቅዱሰ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ። እቲ ፀወታ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት እንትዛዘም፥ ኣቤል ያለው፣ ቸርነት ጉግሳ፣ ፍሪምፖንግ ማንሱን ኣዲስ ግደይን ነተን ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን። ነቲ ውፅት ስዒቡ ድማ ቅዱስ ጊዮርጊስ 37 ነጥቢ ብመሓዝ መሪሕነታ ኣጠናኺራ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!…
Read More...

ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 26  መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ። ኣብ  ሪዮ ኦሊምፒክ ብራዚል በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ  ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ካብ ጉድኣት እግሪን ወሊደን ብምምላስ ዳግማይ ናብ ውድድር ተመሊሳ። ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ትማሊ ኣብ ስፔን ኣብ ዝተገበረ ፈርቂ…

ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምድብ “ሐ” ብዝተኻደ መርሃ ግብሪ ፀወታ፥ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ንደቡብ ፖሊስ 1 ን 0 ክትስዕር ክኢላ። ነዚ ስዒቡ ድማ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ድሕሪ ሸሞንተ ዓማውቲ ናብ ፕሪሜርሊግ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ…

ክላረንስ ሴዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ኔዘርላንድስ ክላረንስ ሴዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክመፅእ ኢዩ። ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፅባሕ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ካብ ቀትሪ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዝካየድ ስነ-ስርዓት ብተዓዘብቲ ዑደት ክግበረሉ ኢዩ። ሴዶርፍ እውን ምስቲ ፅዋዕ ኣብ ሸራተን…

ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን። ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪካ ዝኾነት ሴኔጋል ንግብፂ  ብፍፁም ቅላዕ 3 ን1 ብምስዓር ኢያ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ካሜሮን ድማ ኣብ ሜዳኣ ንኣልጀሪያ ብምስዓር ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፃ። ኣብ ካሊእ ፅዋታ፥ ቱኒዚያ ንማሊ፣ ሞሮኮ ንዴሞክራቲክ ኮንጎ…

መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ጋንታ ሰበታ ከተማ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12 ጋንታ ፋሲል ከነማ ምስ ሃዲያ ሆሳዕና ክራኸባ ኢየን፡፡ መእተዎ ዋጋ…

መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ከምዘሎ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሻምፒዮና ኣትሌላት ክልለላት፣ ምምሕዳራት ከተማ፣ ክለባትን ማእኸላት መሰልጠኒን ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ካብ 19 ክሳብ 24 መጋቢት 2014 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብ መበል 50 ሻምፒዮና…