Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝኾነት ጋንታ ኣዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት  አዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡ የቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ተሳታፊ የሆነው አዳማ ከተማ ከአንበሳ ቢራ እና ዋሊን ቢራ አምራች ኩባንያ ጋር የስፖንሰር ሺፕ ስምምነት ተፈራርሟል ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝኾነት ጋንታ ኣዳማ ከተማ፥ ምስ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ ቢራ ዋሊያን ዳሽንን ኢያ ስምምዕነት ስፖንሰርሺፕ ተፈራሪማ ዘላ። እቲ ስምምዕነት ንሓሙሽተ ዓመት ዝፀንሕ…
Read More...

ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ቤልግሬድ ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ባህልን ስፖርቲን ኣይተ ቀጄላ መርደሳን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ  ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ሓዊሱ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ 9 መዳሊያ ብምእካብ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ውድድር ብክልቲኡ ፆታ 4 ወርቂ፣ 3 ብሩርን 2 ነሃስን ብድምሩ 9 ሜዳሊያታት ንሃገሮም ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም…

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ተፃዊተን። ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ብመሰረት እዚ ድማ ካብ ሜዳ ወፃእ ብዘቑፀረኦ ክለተ ሽቶታት ናብ…

ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ንምዝዛም 1 ሰዓት 7 ደቒቓን 35 ሴኮንድ ዝወሰደላ እንትኸውን፥ ኬንያዊት ኣትሌት ኣይሪን ቼፕታይ ድማ ካልአይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰርቢያ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብ3000 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ተባዕትዮ ዝተወዳደሩ ኣትሌታት ሰሎሞን ባረጋን ለሜቻ ግርማን፥ ንሃገሮም ሜዳሊያ ወርቂን ብሪን ኣምፂኦም። ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋ ነቲ ርሕቐት 7፡41.38…

ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ከካይዳ ኢየን። እቲ ናይ መልሲ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ 10፡ሰዓት ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ። ኣብ ናይ መጀመርታ…